Grenfell Communications Tigrinya

Page 1 of 4

ግብረ መልሲ ሕቶታት፤

ቅጥዒ ግብረ መልሲ መምርሒታት

ናብ ዝቕጽል ገጽ ንምኻድ፡ ኣብ ታሕቲ የማናይ ሸነኽ ናይቲ ገጽ ዝርከብ 'continue' ዝብል ቁልፊ ጠውቕ።

ናብቲ ዝሓለፈ ገጽ ንምኻድ፡ ኣብ ላዕለዋይ ጸጋማይ ሸነኽ ናይቲ ገጽ ዝርከብ 'back'  ዝብል ቁልፊ ጠውቕ።

1. ምስ ግረንፈል ዘለካ ርክብ ዝበለጸ ዝገልጽ ኣየናይ እዩ? በጃኹም ኩሉ ዝምልከቶ ምረጹ
2. ብዛዕባ መንግስቲ ኣብ ሓደጋ ግረንፈል ታወር ዝሃቦ ምላሽ ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር (Deputy Prime Minister)፣ ሚኒስተር ኣባይቲ፣ ማሕበረሰባትን ከባብያዊ ምምሕዳርን ሓዊሱ ብቐጥታ ካብ መንግስቲ ዝኾነ ናይ ጽሑፍ ርክባት በጺሑኩም ድዩ (ንኣብነት ብደብዳቤ)?
3. እዞም ርክባት ካብ መንግስቲ መዓስ ተቐቢልኩም?
4. ካብ 0 ክሳብ 10 ብዝብል ስኬል፡ ክሳብ ሕጂ ዝረኸብካዮ ናይ ጽሑፍ ርክባት ክሳብ ክንደይ ጠቓሚ ኮይኑ?
5. በጃኹም መልስኹም ግለጹ፡ እንተተኻኢሉ ድማ ርክባትና ብኸመይ ዝያዳ ጠቓሚ ክኸውን ከም ዝኽእል ንገሩና ወይ ድማ ዝሓሸ ኮይኑ ዝረኸብኩምዎ ቅድሚ ሕጂ ዝተጻሕፈ ርክባት ኣብነታት ሃቡ።
6. በየኖት ናይ ርክብ መስመራት ሓበሬታ ክትቅበል ትመርጽ? በጃኹም ኩሉ ዝምልከቶ ምረጹ
7. ብዛዕባ እዞም ኣገባባት ሓበሬታ ምቕባል እንታይ ከም እትፈትዉ ንገሩና፡ ካልእ ካባና ክትሰምዑ እትደልዩ መገድታት ድማ ሓሳብ ኣቕርቡ።
8. ክንደይ ግዜ ካባና ክትሰምዑ ትደልዩ?
9. ብዛዕባ ምሳኻ እንረዳድኣሉ ኣገባብ ወይ ክትሪኦ እትደሊ ለውጢ ካልእ ከተካፍሎ እትደሊ ነገር ኣሎ ድዩ? እዚ ድማ ኣብ መጻኢ ከይትጥቀመሉ ዝመረጽካዮ ዝኾነ ናይ ርክብ ሜላታት ከጠቓልል ይኽእል።